ምዝጉብ/ግብቲ ኣማኒ/ኣማኒት ንምዃን ነዚ ዚስዕብ መሕትት ብምምላእ ይከኣል።

ኣብዚ መሕትት እትህብዎ ሓበሬታ ልክዕ ከምቲ ኣብቲ ሽወደናዊ መለለዪ ወረቀትኩም ዘሎ ሓበሬታኹም ክኸውን ኣሎዎ። ኩሉ ብቛንቛ ሽወደን ክትመልእዎ ግድን እዩ።

ሓበሬታ ብ ዛዕባ ኣባልነት

samtycke Blankett elektronikነዚ ሊንክ(Länk) ብምጥዋቅ ቅጥዒ ኣባልነት ብ መንገዲ ስካተቨርከት(Kyrkoskatt) 1% ንምፍጻም ኮነ ኣባል ንምዃን፣ነዚ ቅጥዒ መሊእኩም ድሕሪ ምፍራም፣ በኣካል ወይ ናብ ኣድራሻ ቅድስት ማርያም ስቶክሆልም ለኣኽዎ። ትሕቲ ዕድመ ውን ብተመሳሳሊ ኣገባብ ይመልኡ። ኣስተውዕል ቅድሚ ቅጥዒ ኣባልነት ምፍጻምካ፣ ኣብነት ኣጠቓቕማ ቅጥዒ ተመልከት፣ ካብ ዝኮነ ጌታታት ንምቑጣብ። ሊንክ ምኽፋት ተኣብዩኩም ነዚ ሊንክ ኮፒ ጌርኩም ተጠቐሙ።samtycke Blankett

ኣብነት ቅጥዒ-ኣባልነት-ነዚ ኣብነት ምብዕዛብ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ቅጥዒ ኣባልነት ክምላእ ይከኣል።

Anmälan om utträde ur EOTK elektronikነዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ኣባልነትኩም ከተደስክሉ ወይ ክትስርዙ ትክእሉ። ነዚ ቅጥዒ ብምምላእ ናብቲ ማሕበርኩም ብኣኻል ከድኩም ወይ ብደብዳቤ ናይ ጣዕሳ ወረቐትኩም ክትፍጽሙ ይከኣል። መተሓሳሰቢ፣- ካብ ኣብ ኢድና ዝበጽሓሉ መዓልቲ መሰል ኣባልነት ደው ይብል። ኣብ ዝኾነ ማሕበር ቤተክርስትያን ድማ መሰል ኣባልነት የብልካን|ክን። ንዝያዳ መምርሒ ተመልከት።

ኣገባብ ኣጠቕቕማ ቅጥዒ ኣባልነት ብ video

መግለጺ ንህዝቢ ብዛዕባ ሽርኮስካት